SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
SBS
Radio: SBS Arabic24
Categories: News & Politics
Add to My List
Listen to the last episode:
Previous episodes
-
5294 - Is democracy on the decline in Australia? - SBS Examines: ደሞክራሲ ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ምንቁልቋል ድዩ ዝርከብ፧ Sat, 28 Sep 2024
-
5293 - ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 መስከረም 2024) Thu, 26 Sep 2024
-
5292 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 መስከረም 2024) Thu, 26 Sep 2024
-
5291 - ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ከባቢ ዘላምበሳ ሓድሽ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ዝናፈሱ ዘለው ዜናታት ካብ ክውንነት ዝረሓቐ እዩ።" ምም/ከተማ ዓድግራት። Thu, 26 Sep 2024
-
5290 - ሊባኖስ ካልእ ቓዛ ከይትኸውን ተሰጊኡ፡ ሕዝቦላህን እስራኤልን ምጥቕቓዕ ደው ከብላ ጻውዒት ይቐርብ ኣሎ። Wed, 25 Sep 2024
-
5289 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መስከረም 2024) Wed, 25 Sep 2024
-
5288 - #71 Talking about being scammed (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ፡ ብዛዕባ ምጥፍፋእ ወይ ስርቂ (scammed) ምዝርራብ Wed, 25 Sep 2024
-
5287 - ኣብ ዝባን ናሕሲ ገዛኹም ሶላር ንምትካል ክትፈልጥዎ ዘለኩም ነገራት፡ Tue, 24 Sep 2024
-
5286 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 መስከረም 2024) Tue, 24 Sep 2024
-
5285 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 መስከረም 2024) Mon, 23 Sep 2024
-
5284 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 መስከረም 2024) Mon, 23 Sep 2024
-
5283 - ሎዛ ኣበራ ኣብ ኣሜሪካ ክትጻወት ውዕል ኩዕሶ እግሪ ፈሪማ፣ መርሃዊ ቅዱስ ምስ ሓንቲ ስጳኛዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ፈሪሙ፣ Mon, 23 Sep 2024
-
5282 - ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ: ካብ መንግስቲ ወጻእ ዝግበር ሓደሽቲ ምደባታት ሓላፍነት መንግስቲ ፈተነ ከይግበር ኣተሓሳሲቡ። Mon, 23 Sep 2024
-
5281 - "ፖሎቲካ ኤርትራን ትግራይን ኣብ ኢድ ጀነራላት ከይወድቕ እሰግእ።" ጋ/ሰናይ፡ "እዚ ዘሎ ኩነታት እንተዘይተፈቲሑ ትግራይ ኣይክትህሉን'ያ" ተጋ/ ሃይለ Sun, 22 Sep 2024
-
5280 - ዋንነት ውድብ ህወሓት ሓድሽ መካትዒ ዛዕባ ኮይኑ ቀጺሉ። Fri, 20 Sep 2024
-
5279 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (19 መስከረም 2024) Thu, 19 Sep 2024
-
5278 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 መስከረም 2024) Thu, 19 Sep 2024
-
5277 - "ምትህልላኽ እንተመጺኡ ትግራይ ክትብተን እያ።" ተጋ/ ሃይለ፡ "ሓይልታት ጸጥታ ንፖለቲካ ትግራይ ከይቋጻጸርዎ ስግኣት ኣለኒ።" ጋ/ሰናይ Wed, 18 Sep 2024
-
5276 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መስከረም 2024) Wed, 18 Sep 2024
-
5275 - ምርዳእ ብሓባር መንበሪ ገዛ ምክራይ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) Tue, 17 Sep 2024
-
5274 - ወናኒት ክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ ን20 ኣዋርሕ ኣብ ቅድድማት ዓለም ከይትሳተፍ ንምንታይ ተኣጊዳ፧ Tue, 17 Sep 2024
-
5273 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 መስከረም 2024) Tue, 17 Sep 2024
-
5272 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 መስከረም 2024) Mon, 16 Sep 2024
-
5271 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 መስከረም 2024) Mon, 16 Sep 2024
-
5270 - ናዝሬት ወልዱ መምርሒታት ዶፒንግ ብምጥሓሳ እገዳ ተነቢሩላ፡ ሓለፍቲ ኮሚተ ኦሎምፒክስ ኢትዮጵያ ብምስግጋር ሰባት ተኸሲሶም Mon, 16 Sep 2024
-
5269 - "ርክብ ሰበ-ስልጣን ትግራይን ኤርትራን ንኢትዮጵያን ኤርትራን ዳግም ናብ ኲናት ዘይኣትዋሉ ክኸውን ኣለዎ።" ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ (ጸብጻብ) Mon, 16 Sep 2024
-
5268 - Can we fight misinformation without threatening our freedom of speech? - SBS Examines: ናይ ምዝራብ ናጽነትና ኣብ ሓደጋ ከየእተና ግጉይ ሓበሬታ ከይዝርጋሕ ክንቃለሶ ንኽእል ዲና? Fri, 13 Sep 2024
-
5267 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 መስከረም 2024) Thu, 12 Sep 2024
-
5266 - #70 Talking over a BBQ (Med) - ዕላል ኣብ ባርቢኲ (BBQ)፡ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምስ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ Thu, 12 Sep 2024
-
5265 - ዕለታውዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 መስከረም 2024) Thu, 12 Sep 2024
-
5264 - ፖለቲከኛታት ትግራይ ኣፈላላዮም ብሰላማዊ መገዲ ክውድኡ ዋና ዳይሪክቶር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ጸዊዑ። (ጸብጻብ) Thu, 12 Sep 2024
-
5263 - ስነ ኮኾብ ደቀባት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) Wed, 11 Sep 2024
-
5262 - "ፕ/ ጌታቸው ረዳ ምስ ሰብ መዚ ኤርትራ ክራከብ ጸኒሑ'ዩ፡" ኣቦ መንበር ህውሓት ዶ/ር ደብረጽዮን። (ዜናታት 11 መስከረም 2024) Wed, 11 Sep 2024
-
5261 - "ዑስማን ብዜማታቱ ጥራይ ዘይኮነ ብለውሃቱ ውን'ዩ ዝልለ።" ስምዒታት ስነጥበባውያን ብዛዕባ ዑስማን ዓብደልርሒም Tue, 10 Sep 2024
-
5260 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 መስከረም 2024) Tue, 10 Sep 2024
-
5259 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 መስከረም 2024) Mon, 09 Sep 2024
-
5258 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 መስከረም 2024) Mon, 09 Sep 2024
-
5257 - ብሰንኪ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ መጠን ወለድ፡ ብዙሓት ወነንቲ ኣባይቲ ገዛውቶም ክሸጡ ክግደዱ እዮም። Mon, 09 Sep 2024
-
5256 - መጻምድታ ዝቐተላ ኡጋንዳዊት ኣትሌት ስፖርታዊ መሳለጥያ ኣብ ፓሪስ ብስማ ክጽዋዕ'ዩ፣ ያየሽ ጌጤ ኣብ ፓራሊምፒክስ ፓሪስ ቅያ ሰሪሓ፣ Mon, 09 Sep 2024
-
5255 - ኣድነቕቲን ፈተውትን ፍሉጥ ኤርትራዊ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ሓዘኖም ይገልጹ። (ጸብጻብ ልኡኽ) Mon, 09 Sep 2024
-
5254 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 መስከረም 2024) Thu, 05 Sep 2024
-
5253 - ዕለታዊ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 መስከረም 2024) Thu, 05 Sep 2024
-
5252 - ምጥቃም ሞባይል ካንሰር ርእሲ የስዕብ ድዩ፧ ብዛዕባ’ዚ ዝወጸ መጽናዕቲ መልሲ ሂቡ ኣሎ። Thu, 05 Sep 2024
-
5251 - መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክሊ ኣየር ኤርትራ ከይበርር ከም ዘይተኸልከለ ገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት) Thu, 05 Sep 2024
-
5250 - ክንክን ጥዕና ስኒ ኣብ ኣውትራሊያ: Wed, 04 Sep 2024
-
5249 - "ብዘይፈለጥናዮ ምኽንያት፡ ኣብ ኣስመራ ዘለና ገንዘብ ከነውጽእን ክንጥቀመሉን ተኸልኪልና፡” መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ (ዜና SBS ትግርኛ 04 መስከረም 2024) Wed, 04 Sep 2024
-
5248 - "ኣብ ዞባና ዝምዕብል ዘሎ ኲነታት ኣዚዩ ሓደገኛን ናብ ምሉእ ኲናት ዘምርሕን እዩ።" ቺፍ ፓውሎ ኣንቶኒዮ Tue, 03 Sep 2024
-
5247 - ግብጺ ንኢትዮጵያ ትኸስስ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ምጋሽ ኣቋሪጹ፡ (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 3 መስከረም 2024) Tue, 03 Sep 2024
-
5246 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 መስከረም 2024) Mon, 02 Sep 2024
-
5245 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 መስከረም 2024) Mon, 02 Sep 2024
Show more episodes
5